ሕልበት
ዘድልይ ንጥረ ነገር 5 dl ማይ 1,5 dl ልቡጥ ማይ 6 msk ናይ ሕልበት ሓሩጭ ኣገባብ ኣሰራርሓ
መግቢ (Maträtt) ሓደ ካብቲ ካብ ወልዶ ናብ ወለዶ ነመሓላልፎ፣ ሃብቲ እዩ። ሓደ እዋን ንጓለይ ሽሮ ምስራሕ ከርእያ ከሎኩ፣ ቅሩብ ማይ፣ ቅሩብ ጨው፣ ምስ በልክዋ ክንዲምንታይ አዩ ቅሩብ፣ ሓደ ደሲሊተር፣ ፍርቂ ወይስ ሓደ ሊትሮ፣ምስ በለትኒ ብርግጽ ሓቃ እያ፣ ቅሩብ ክንደይ እዩ፣ ብዙሕ ከ ክንደይ እዩ፣ ንኩሉ መዓቀኒ ኣሎዎ። ኣነ እውን ብጊደይ ሕልበት ክሰርሕ ምስ ደለኩ እቲ
ሕምባሻ ኣብ ፎርኖ ሓደ ዓቢ ወይ ክልተ ነኣሽቱ ዘድልይ ንጥረ ነገር 1 (50ግራም) ፍሬሽ ለቢቶ 1,5 ማንካ ሻሂ ጨው 500 ሚሊተር ልቡጥ ማይ 100 ሚሊተር ዘይቲ 13-14 ደሲልተር (780-840 ግራም) ፊኖ 1,5 ደሲሊተር (135 ግራም) ሽኮር ኣገባብ ኣሰራርሓ