E-Bok ብትግርኛ

ወድካ ወይ ጓልኻ 13 ዓመት ምስ ገብሩ፡ እንታይ እዩ ወሪዶዎም ኢልኻ’ዶ ሓሲብኻ ትፈልጥ፧ ወይ ድማ 13 ዓመት ምስ ገበረ፡ ሕጅስ ዓብዩ ክሕግዘኒ እዩ፥ ኢልኻ እንዳተጸብካ ምሕጋዙስ ይትረፍ፡ ጥራይ እንተዝስምዓኒ’ዶ ትብል ኣሎኻ፧ ደቅና 13 ዓመት ክበጽሑ ከልዉ፡ ብዙሕ ናይ ባህሪ ለውጥታት ኣብ ደቅና ንርእየሉን ከም ወለዲ ድማ ብብዙሕ ንፍተነሉን ግዜ እዩ። ኣብዛ ንእሽተይ ጽሕፍቲ ከም ወለዲ […]

E-Bok ብትግርኛ Read More »

ኣሰራርሓ መግቢ

መግቢ (Maträtt) ሓደ ካብቲ ካብ ወልዶ ናብ ወለዶ ነመሓላልፎ፣ ሃብቲ እዩ። ሓደ እዋን ንጓለይ ሽሮ ምስራሕ ከርእያ ከሎኩ፣ ቅሩብ ማይ፣ ቅሩብ ጨው፣ ምስ በልክዋ ክንዲምንታይ አዩ ቅሩብ፣ ሓደ ደሲሊተር፣ ፍርቂ ወይስ ሓደ ሊትሮ፣ምስ በለትኒ ብርግጽ ሓቃ እያ፣ ቅሩብ ክንደይ እዩ፣ ብዙሕ ከ ክንደይ እዩ፣ ንኩሉ መዓቀኒ ኣሎዎ።  ኣነ እውን ብጊደይ ሕልበት ክሰርሕ ምስ ደለኩ እቲ

ኣሰራርሓ መግቢ Read More »