E-Bok ብትግርኛ
ወድካ ወይ ጓልኻ 13 ዓመት ምስ ገብሩ፡ እንታይ እዩ ወሪዶዎም ኢልኻ’ዶ ሓሲብኻ ትፈልጥ፧ ወይ ድማ 13 ዓመት ምስ ገበረ፡ ሕጅስ ዓብዩ ክሕግዘኒ እዩ፥ ኢልኻ እንዳተጸብካ ምሕጋዙስ ይትረፍ፡ ጥራይ እንተዝስምዓኒ’ዶ ትብል ኣሎኻ፧ ደቅና 13 ዓመት ክበጽሑ ከልዉ፡ ብዙሕ ናይ ባህሪ ለውጥታት ኣብ ደቅና ንርእየሉን ከም ወለዲ ድማ ብብዙሕ ንፍተነሉን ግዜ እዩ። ኣብዛ ንእሽተይ ጽሕፍቲ ከም ወለዲ […]