Ebook ኣብ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝረኣዩ ለውጥታትን ዘስዕብዎም ዘይምርድዳእን

65,0 kr

ኣብ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝረኣዩ ለውጥታትን ዘስዕብዎም ዘይምርድዳእን

እዛ E-Book (ዲጂታላዊት መጽሓፍ) ኣብ ትሕቲ ዕድመ ማለት ካብ 13 ክስባ 19 ዝዓመቶም ቆልዑ፡ ዝረኣዩ ኣካላዊ፡ ስምዒታዊ፡ ኣእምሮኣዊን ማሕበራዊን ለውጥታት ብቀሊሉ ንምርዳእ ዝተዳለወት መምርሒት እያ። ኣብ እዋን ዕቤት ቆልዑ ብዙሕ ሓድሽ ለውጥታት ይርእዩ እዮም። እዞም ለውጥታት ድማ ኣብ መንጎ ወለድን ዉሉድን፡ ዘይምርድዳእን፡ ዘይተደለየ ባእስን ከስዕቡ ይኽእሉ እዮም። ትሒቲ ዕድመ ቆልዑ ኣብ መስርሕ ከምዝርከቡን፡ እቲ ዝመጽእ ለውጥታት ድማ እኩል ሰብ ንምዃን ዝዳለውሉ ግዜ ምኳኑ ኣስተዊዑሉ ዝሕግዝን ዝርዳእን ወላዲ የድልዮም።

እዛ ዲጂታላዊት መጽሓፍ እቶም ለውጥታት እንታይ ከምዝኾኑ፣ ስለምንታይ ከምዝኽሰቱን፡ ከመይ ጌርና ድማ፡ ከም ወለዲ ብምርዳእን ብጥበብን ክንሕግዞም ከምንኽእልን ትገልጽ።

Category: Tag:
Guaranteed Safe Checkout